• Days

  • Hours

  • Minutes

  • Seconds

ገንዘብናን ንብረትናን ከይንስረቕ ብኸመይ ክንካላኸል ንኽእል፡

መብዘሕትና ኳ ንካታተሎን ንሰምዖን ዘሎና ጉዳይ እንተኾነ፡ ኣብ ዚ እዋን ዚ ገኒኑ ዘሎ ናይ ስርቂ ሜላታት ብዙሕ እዩ። ክንጥንቀቕ ክኣ ኣገዳሲ እዩ። 1. ኣብ ዚ እዋን እዚ ከም ትካላት መንግስቲ […]

Read more

ዕዉት ሓዳር ንኽህሉወና ክንክተሎ ዘሎና ሜላ

1. ቅልጡፍን ምብህሃል (communication) ክህሉ ኣለዎ 2. ሓድሕዳዊ ምክብባርን ምትሕግጋዝን ከም ግድን ወሲድና ከነተግብሮ ኣሎና 3. ኣብ ማዓልታዊ ንጥፈታት ንሓዳርና ብዝምልከት ጉዳያት ግሉጽነት ምዝውታር 4. ንገንዘብ ብዝምልከት ናይ ሓባር ባንክ […]

Read more

ማሕበረ ኮም (ኮሚኒቲ) እንታይ ማለት ዩ

ኮም (ኮሚኒቲ) ን ኣብ ሓደ ከባቢ ዝቕመጡ ሰባት ብናይ ሓባር ጸገምን ጽቡቕ ኩነታትን ዝጽለዉ ዝገልጽ ቃል ዩ።ጥርኑፍ ማሕበረኮም ሽግራት ኣብ ሓደ ከባቢ ዘለዉ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ክጻወት ይኽእል እዩ። ኣብ […]

Read more

Summarized info about Eritrea

• Eritrea is located in the strategic area of the horn of Africa • As many African countries, Eritrea’s boundaries was created by the European colonizers • Eritrea was part […]

Read more

Flag Raising

ሰላም ዝኸበርኩም ህገራዊያን፣   1) ኣብ ዚ ዓመት ዚ ስነስርዓት ምስቃል ባንዴራ (Flag Raising) ኤርትራ ንኽብሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ጓልፍ (Guelph City Hall) ሰኑይ ጉምበት ዕለት 12/ 2025 […]

Read more

Guelph Festival

On June 10, 11, 12, 2016, the Eritrean Canadian Community of Guelph wellington has participated in the 30 th anniversary multicultural Guelph festival. The activity included Eritrean traditional food selling […]

Read more

ሕግታት ትራፊክ፡ ትፈልጡ ዶ?

Permanent resident (PR) ናይ ምስ ገበን ዘተኣሳስረና (ንኣብነት መስተ ሰቲና ወይ ብርኡይ ሸለልትነት) ሓደጋ ምስ ንፍጽም PR ከምንሕደግ ናይ መኪና ሓደጋ እንተጋጢሙና ኣብ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ን ኢንሹራስና ደዊልና […]

Read more

©2024 Wordpress All Rights Reserved. Designed by