-
Days
-
Hours
-
Minutes
-
Seconds
- Uncategorized
Flag Raising
ሰላም ዝኸበርኩም ህገራዊያን፣
1) ኣብ ዚ ዓመት ዚ ስነስርዓት ምስቃል ባንዴራ (Flag Raising) ኤርትራ ንኽብሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ጓልፍ (Guelph City
Hall) ሰኑይ ጉምበት ዕለት 12/ 2025 ስዓት 3:30 ድሕሪ ቀትሪ(3:30pm) ኣማሓዳሪ ከተማ ጓልፍ ኣብ ዝርከበሉ ክካየድ ዩ። ኩልና
ሃገራዊያን ኣብ ዚ እዋንን ቦታን ተረኺብና ንናጽነትናን ልኡላዉንትናን ባንዴራንን ኣኽብሮትና ክንገልጽ ማሓበረኮም ኤርትራዊያን ካናዳዊያን ኣብ
ጓልፍ ወሊንግቶን (ECCGW) ብኽብሪ ይዕድም።
2) መበለ 34 ዓመት ጽምብል ብዓል ናጽነት ክኣ ን ዕለት 17 ጉምበት 2025 ካብ ቀትሪ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 10pm ካየድ ዩ። ኩልና ሃገራዊያን እዚ
ክቡር ብዓልና ብድምቀት ንምጽምባል ብዝተኻእለና ኣድላይ ናይ ስራሕ ዕረፍቲ ምውሳድ ይኹን ሓፈሻዊ ምቅርራብ ክንገብር ንላቦ። ን መደባት
ኣበዓዕላ ዝምልከት፣ ተመሪጻ ዘላ ሓዳሽ ሽማግለ ብዓላት ብዝርዝር ኣብ ዝመጽእ ጊዜ ከተቕርበልና እያ።
Leave A Comment Cancel reply
Log in to Deeds2?
Already A Member?
Already A Member?
Log in to Deeds2?
Already A Member?
Already A Member?
Log in to Deeds2?
Quick Message
Contact Information
We warmly welcome all Eritrean Canadians, newcomers, and community allies to join us in celebrating who we are and what we can achieve—together.
Email: eccgw1991@gmail.com
Based in: Guelph Wellington County, Ontario, Canada