-
Days
-
Hours
-
Minutes
-
Seconds
May 10, 2025
No Comments
By admin
- Uncategorized
ሕግታት ትራፊክ፡ ትፈልጡ ዶ?
- Permanent resident (PR) ናይ ምስ ገበን ዘተኣሳስረና (ንኣብነት መስተ ሰቲና ወይ ብርኡይ ሸለልትነት) ሓደጋ ምስ ንፍጽም PR ከምንሕደግ
- ናይ መኪና ሓደጋ እንተጋጢሙና ኣብ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ን ኢንሹራስና ደዊልና እንተዘይነጊርና ብዙ ጸገማት ከጋጥመና ከምዝኽእል። ብሕጽር ዝበለ ሓደጋ ናይ መኪና ምስ ዘጋጥመና ሽዑ ንሽዑ ደዊልና ንእንሹራንስና ንሓብሮም።
- ድራቨር ላይሰንስ መኪና ክንዝውር ከለና ምሳና ምስዘይህሉ $250 ክምንቕጻዕ
- ኣድራሻ ምስቀየርና እንተድኣ ካብ 6 ማዓልቲ ንላዕሊ ከምዝቐየርና Driver License Office ዘይነጊርና $230 ከምንቕጻዕ
- እንተድኣ ብዘይ ኢንሹራንስ ዘዊርና ሞ ሓደጋ እንተፈጺምና $5000 ከምንቕጻዕ ኣብርሲኡ ላይሰንስና ን 5 ዓመት ኪንጥቀመሉ ከምዘይንኽእል። ብሕጽር ዝበለ ን 5 ዓመት መኪና ክንዝዉር ኣይፍቀደናን
- ቀይሕ መብራህቲ ምስንጥሕስ $900 ከምንቕጻዕ
- ድርብ ብጫ ሕንጻጽ (double solid lane) ምስ ንቖርጽ $500 ከምንቕጻዕ
- ኣብ ማእከል ጽርግያ ከለና ተጠዊና እንተተመሊስና (U turn) $350 ክምንቕጻዕ
- ካብ ዝፍቀድ ንላዕሊ ፍጥነት ምስንዝውር ክሳብ $450 ክምንቕጻዕ
- ኣዚና ዚሒልና ምስንዝዉር $399 ከምቕጻዕ
- ናይ ተማሃሮ ኣውቶቡስ (school bus) ጠጠው ኢላ ቀይሕ መብራህቲ ብልጭ ብልጭ እንዳበለት ብቕድሚት ይኹን ብድሕሪት ሓሊፍናያ $885 ከምንቕጻዕ
- መኪና እንዳዘወርና ሞቢኣይል /ሴል ፎን ኣብ ኢድና እንተሒዝና ወይ እንተተጠቑምና $1000 ክምንቕጻዕ ኣብርእሲ ዚ ላይሰንስና ን 3 ዓመት ክምንሕደግ
- ኣብ ባስ ጠጠው ትብለሉ መኪናና ጠጠው ምስ ንብል $900 ክምንቕጻዕ
- መብራህቲ ምስመሰየ ከይወላዕና እንተዘዊርና $200 ከምንቕጻዕ
- ናይ ማዕጾና ቤትሮ ብዘየርኢ ነገር ምሽፋን $199 ከምንቕጻዕ
- ኣብ መኪና ተሰቒልና እንዳኸድና ከለና ማዕጥቖ (seat belt) ዘይምጥቃም $200 ከምንቕጻዕ
- ቆልዑ ኣብ መኪና ሰቒልና ብጉቡእ እንተዘይ ተኣሲሮም $599 ክምንቕጻዕ0lo
- እንዳዘወርና ከለና 2 የእዛና ዝዓጹ ወይ ዝሽፍን ነገር እንተጌርና $189 ከምንoooooቕጻዕ
- ብዘየኣገባብ ኣብ መንገዲ መኪና ጠጠው ኣቢልካ ሰብ ምጽዓን $505 ከምንቕጻዕ
Leave A Comment Cancel reply
Login to your account
Log in to Deeds2?
Sign In
Already A Member?
Please allow the anyone can register option from general settings.
Login to your account
Log in to Deeds2?
Login to your account
Log in to Deeds2?
Sign In
Already A Member?
Please allow the anyone can register option from general settings.
Sign In
Already A Member?
Please allow the anyone can register option from general settings.
Sign In
Already A Member?
Please allow the anyone can register option from general settings.
Sign In
Already A Member?
Please allow the anyone can register option from general settings.
Quick Message
Contact Information
We warmly welcome all Eritrean Canadians, newcomers, and community allies to join us in celebrating who we are and what we can achieve—together.
Email: eccgw1991@gmail.com
Based in: Guelph Wellington County, Ontario, Canada