• Days

  • Hours

  • Minutes

  • Seconds

20 ሰነ ማዓልቲ ስዉኣት ኤርትራ

ማሕበረኮም ኤርትራዊያን ካናዳዊያን ኣብ ጓልፍ ወሊንግቶን 20 ሰነ ማዓልቲ ስዉኣት ኤርትራ ኣብ ዕለት 22/2025 ናይ ምዝካር ስነስርዓት ኣካይዶም። ኣብዚ ማዓልቲ ዚ ክሳብ 200 ዝኾኑ ኤርትራዊያን ሃገራዊያን ነበርቲ ጓልፍ ተሳቲፎም ኔሮም።

Leave A Comment

©2024 Wordpress All Rights Reserved. Designed by